ሓድሽ ሓበሬታ፣ ዩጋንዳ ንትነብሩ I ዩጋንዳ ናይ ምምጻእ መደብ ንዘለኩም
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
83.9K subscribers
33,167 views
1.4K

 Published On Oct 8, 2024

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ መደብና ናብ ዩጋንዳ ናይ ምምጻእ መደብ ንዘለኩምን፣ ዩጋንዳ ንእትነብሩን፣ ካብ ዩጋንዳ ናይ ምውጻእ መደብ ንዘለኩምን ዘገድስ እዋናዊ ሓብሬታ ሒዘልኩም መጺአ ኣለኹ።

1. ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ዩጋንዳ ኣብ 4 ጥቅምቲ ዘውጽኦ ሓድሽ ሓበሬታ፡

2. ካብ ዩጋንዳ ክትወጽእ ኮነ ክትኣቱ ከለኻ ሒዝካዮ ክትኣቱን ክትወጽእን ዝፍቀደልካ ዘይፍቀደልካን ዓይነት ንብረትን ብዝሒ ገንዘብን፡

3. ኣብ ዩጋንዳ ምስ ኣተኻ ኮነ ክትነብር እንከለኻ ዘቕጽዕ ዓይነት ኣካይዳን ኣከዳድናን፣
 
ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ YouTuber ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
https://mesobakile.com/

Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed