ነዚ ወዲ ዘጋጠሞ ዘሕዝን ፍጻመ I እንታይ ንመሃር?
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
82.6K subscribers
6,139 views
463

 Published On Oct 3, 2024

እዚ ሕጂ ንርእዮ ቪድዮ ኣብ እስራኤል ንኣስታት 14 ዓመታት ዝነበር ዝነበረ ኤርትራዊ ሓውና ዮሓንስ…… ዘጋጠሞ ዘሕዝን ፍጻመ ዝምልከት ባዕሉ ዘዘንተዎ ቃላ’ዩ። እታ ቪድዮ ኣዝያ ህስስ ዝበለትን ድምጺ ውን ብዙሕ ንጹር ስለ ዘይኮነ፣ ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዝተዛረቦ ቃል ኣብ Description link ክግደፈልኩም’የ።

መጀመርያ ናቱ ቃል ክንሰምዕ ኢና፣ቀጺልና ቀንዲ መረረታት ኣውዳት ኣብ ልዕሊ ኣዋልድ፣ ከምኡ ውን ኣወዳት ዝገብርዎ ጉዳት ከንስዕብ ኢና፣ ኣብ መወዳእታ ከኣ እንታይ ደኣ እንተተግበረ ይሓይሽ ብዝብል ክግበር ኣለዎ ዝብሎ ኣርባዕተ ነጥብታት ከቕረብ እየ፣ ሕጂ ግን ናብቲ ዮሃንስ ዝተዛረቦ ቃል ከብለኩም፣ ሰናይ ምክትታል።

ምሉእ ትሕዝቶ ናይቲ ዝተዛረቦ ፥ https://vm.tiktok.com/ZMhhkEcSc/

ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ YouTuber ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
https://mesobakile.com/

Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed