ጭንቀት! ሰብ ግን እንታይ’ዩ ዝኸውን ዘሎ?
Aklilu H.michael Aklilu H.michael
82.6K subscribers
11,089 views
931

 Published On Sep 23, 2024

ሕዱር ጭንቀት ኣብዚ እዋን ኣብ ጥዕናን መነባብሮን ጽልውኡ እንዳ ወሰኸ ይኸይድ ኣሎ ። ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮና እምበኣር ጽልዋ ጭንቀት ኣብ ጥዕና፡ ጠንቅታቱን መፍትሒኡን ክንመሃር ኢና።

 ሰናይ ምክትታል።

ህይወትኩም ዝቕይር ናይ ግላዊ ዕቤት፣ ከመይ ጌርካ YouTuber ትኸውን ትምህርቲ ንምክትታል ኣብ ዌብስታይትና ተመልከቱ
https://mesobakile.com/
00:00 መእተዊ
04:16 ዓበይቲ ሳዕቤናት ጭንቀት
08:49 ጠንቅታት ጭንቀት
11:06 መፍትሒታት ጭንቀት


Join this channel to get access to perks:
   / @aklilu.hmichael  

show more

Share/Embed