ቑ1 - ብፋስ ዓዲ ዝውዓለት ጎርዞ ኣፀደ ገብረትንሳኤ ዝባን ገደና። ኣቤት ጭካነ!!
Wushatena Media Wushatena Media
123K subscribers
182,316 views
5.9K

 Published On Jun 27, 2020

ኣፀደ ገረንስአ ኣብ ሕልሚ ቀፃሊ ሂወታ ኣብ ትምህርትን ውድድር ኣትሌትክስን ፅቡቕ ተስፋ ዝነበራ ንፍዕቲ ተምሃሪት 8ይ ክፍሊ ነይራ። ወለዳ ተስፋ ንዘይኾና መንእሰይ ብግዲ ክትሙርዐ ብምግባር ካብ ሕልሚ ቁልዕነታ ምፅልማት ሓሊፉስ ድራር ፋስ እውን ገይሩዋ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ታሪክ!!!!
ንኣፀደ ክትሕግዙ እትደልዩ ወገናትና ብ0927765921 ክትረኽቡዋ ትኽእሉ።

show more

Share/Embed