ምኽሪ ኣደይ ኣብርሀት ንወያነ ተጋሩን መልእኽቲ ንህዝቢ ኤርትራ
Serawr Research Info Serawr Research Info
19K subscribers
85,905 views
3K

 Published On Jul 3, 2021

ክቡራት ተኻታተልቲ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዕላል ምስ ኣደይ ኣብረሀት ሒዝና መጺና ኣለና። እዚ ብኹሉ  ክርእዮ ዘለዎ ዕላል፣ መልእክትን ምኽርን ንመንገዲ ጥፍኣት ወያነ ዝኽተሉ ተጋሩን ከምእዉን ንህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ድማ ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ንኣሽቱን ዓበይትን ዝሓዘ እዩ።

show more

Share/Embed