ካብ ማሕበር ሕዳር ፅዮን ለንደን ናብ ታቦተ ፅዮን ኣክሱም
Wushatena Media Wushatena Media
123K subscribers
11,979 views
696

 Published On Jun 15, 2020

ኣብ እንግሊዝ ለንደን ዝነብሩ ተወለድቲ ኣክሱምን ከባቢኣን ብሽም ማሕበሮም ማሕበር ሕዳር ፅዮን ዝኣከብዎ 180 ሺሕ ብር ንታቦተ ፅዮን ኣክሱም ኣበርኪቶም ኣለዉ። በረከቶም ይብዛሕ!! ብተወሳኺ ኣባል እዚ ማሕበር ዝኾነት ወ/ሮ ኣበባ ገ/ስላሰ ድማ ብውልቃ ንሓሙሽተ ፅጉማት 45 ሺሕ ኣበርኪታትሎም ኣላ።

show more

Share/Embed