ሰላም ወሰናይ ኣብ ፍቁራት ኣኅዋትን ኣኃትን እዚ ቀጥታ ዝመሓላለፍ ዘሎ መዓርገ ክህነት ዲያቆን ዊሊያም፣ ብኢድ ብፁዕ ጳጳስ ኣባ ፍቕረማርያም ሓጎስ
Eri Catholic Addismedia Eri Catholic Addismedia
10.6K subscribers
2,095 views
114

 Published On Streamed live on Sep 19, 2024

ሰላም ወ ሰናይ ፍቁራት ኣኅዋትን ኣኃትን ጸጋ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስን ፍቅሪ ኣምላኽን ኅብረት መንፈስ ቅዱስን ምስ ኲላትና ይኹን። እዚ You Tube Chanel #Eri_Catholic_Addismedia እዚ ናይ ካቶሊካውያን ኤርትራውያን ማኅበር መድኃኔ ዓለም ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ሓደስቲ መዛሙራት፡ ኣስተምህሮታትን ትምህርትታትን ብምዝርጋሕ ሓቢርና ንዓብየሉን ንባረኸሉን Chanel እዩ። Subscribe ብምግባር ስድራቤት ክትኩኑ ከምኡ ውን ኣብዚ ዝተፈነወ መታን ኣብ ኲሉ ክባጻሕሞ ሓቢርና ክንዓቢ Share ክንገብር ንዕድም።
#Catholic_mezmur #Catholic _media #tigrinya_mezmur #spiritual_preaching #Homily #Catholic_sbket

show more

Share/Embed