Eritrean Music 2017//ዓይኑ ይብራህ\\ Zekarias Berhane (Zaki)
CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ CHURA MEDIA ጩራ ሚድያ
127K subscribers
1,036,570 views
16K

 Published On Oct 24, 2017

Chura Band in Collaboration With Asmarino Independent Media ...

Eritrean Music 2017//ዓይኑ ይብራህ\\ Zekarias Berhane (Zaki)

ይሳቐ ይግረፍ ብሓለንጊ በትሪ
ምስኩቱር ጥሜቱ ኣብ ኣፈሞት ጻዕሪ
ዓርከይ ክንዲ ሓወይ ዝራኣዮ ዶሎ
ኣብገዛእ መሬቱ ሰብ ጠፊእኒ ኣሎ
ኣብኩለን ሓቲተ ዝራኣየ ኢለ
ደልየ ሲኢነዮ ኮሊለ ኮሊለ
ተስፋ ምስሳኣንኩ ኣነ ድማ ኣንቂለ
ኤርትራ ወጼላ ዶባ ተሳጊረ
ናብራ መሪርኒ ሓሽከር ኮይንካ ምንባር
ኣርዑት ናይ ምልካውያን ሲኢነ ምጽዋር
ናፉቖተይ ቋጺረ ሾው ኢለ ወጼላ
ክሳብ ዝምለሳ ዓደይ ወጊሕላ።


   / @churamedia355  
  / churaband1  

@ ዝኸበርኩም ፍትዋት ወገናትና ካብዚ ቻነል ዝኾነ ቭዲዮ ዳንሎድ ገርካ ምውራድ ወይ ከኣ ኣብ ካልእ ምዝርጋሕ፣ ንሰነ-ጥበባዊያን ሃስያ ስለ ዘለዎ ብኽብረትኩም ካብዚ ዘይሕጋዊ ስራሕ ንቆጠብ።

© Copyright: chura band. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

show more

Share/Embed