ብፈተና ዘይተንበርከኸት ፃዕራምን መርኣያን ጓል ኣነስተይቲ!!!
Wushatena Media Wushatena Media
123K subscribers
84,155 views
2.7K

 Published On Jul 6, 2019

ኣበባ ካብ ኣዳማ ዝተመዛበለት ፃዕራም ጓል ኣነስተይቲ እያ። ብሰንኪ ሃገራዊ ቅልውላው 2 ደቃ (ሓዲኡ ኣካላዊ መጉዳእቲ ዘለዎ) ሒዛ ኣላማጣ እንትኣቲ ንፀገም ኢዳ ከይሃበትን ገፅ ሰብ ከይረኣየትን ፃዓርዓር እትብል ዘላ ፃዕራም ሓፍትና እያ።
---ነዛ መርኣያ ሓፍትና ንምሕጋዝ እትደልዩ ኣሕዋትና ቴሌፎና 251910727691 እዩ።

show more

Share/Embed