ኣብርሃም ዘርኣብሩኽ ብምኽንያት ሓዱሽ ዓመት ለማኒ መሲሉ ፅቡቕ ንዝገበሩ ሰባት ውህብቶ እናብርከተ ውዒሉ።
Bete Abrham ቤተ-ኣብርሃም Bete Abrham ቤተ-ኣብርሃም
33.2K subscribers
142,338 views
9.6K

 Published On Premiered Sep 10, 2024

ሰላም ቤተስብ እንካዕ ንሓዱሽ ዓመት 2017 ዓ/ም ኣፀሐና ኣብፀሐኩም ብምባል ካብ ዘለና ተኻፊልና ንዝመፅእ ሓዱሽ ዓመት ሓቢርናን፥ሰሚርናን ክንዘልቕ ፃዊዒተይ እዩ ። ሕዝ እውን ደጊመ ደጋጊመ እንካዕ ኣብ ፀሐና ክብለኩም ይፈቱ ። ኣብ ቤተ ኣብራሃም ቤተ ኩላትና እዩ ' እሞ እቲ ልሙድ ሼር ሳብስክራይብ ብምግባር ነዚ ናይ ሓዱሽ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ዝሰራሕኽዎ ምስሊ ብምራኣይሰናይ ትምኒቱክም ኣቀምጡለይ ቤተ ኣብራሃም ናይ ኩላትና መረባ እዩ ። እትደልይዎ
ኣዙዝና ደብኽ ብጉያ ስናይ ሓዱሽ ዓመት ። ቤተ ኣብራሃም !!

show more

Share/Embed